ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ንስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ማለተ እዉን ላፕቶፕ ዲስክቶፕን ምስ ሙሉእ ቀረባቶም ወይድማ ኣክሰሰሪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ከምእዉን ዘይተጠቀመሉ ናይ ዝተፈላለየ ዓይነታት መካይን ሐደሽቲ መለዋወጢ ኣቅሑት ማለተ እዉን እስፔር ፓርትስ ከምእዉን ናዉቲ ኮንስትራክሽን ወይድማ ኮንስትራክሽን ማተሪያል ማለት እዉን ፀፀር 00 : 01: 02:03 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ኣብ ክ/ከ/ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ዝተፈላለየ ዓይነት ንብረት ግልጋሎት ዘይሃቡ ብግልፂ ጨረታ ንክንሸጥ ስለ ዝደለና ካብዚ ንታሕቲ ክወዳደሩ ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ እምባስነይቲ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ፅሬትን : ኤሌክትሮኒክስን: ሎት ክልተ ናዉቲ ፈርኒቸርን ካልኦትን ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት አቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ኣብታ ወረዳ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ንናይ ከተምኡ አገልግሎተ ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ አገልግሎት ዝዉዕል መለዋወጢ አቅሑት ኦክስጅን ፕላንት ክዕድግ ይደሊ

ሊዝ ማሽን ብጨረታ ክሽወጥ ስለዝተኣዘዘ

ትካል ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ አብቲ ትካል ካብ ዝርከብ ዓይኒ ምድሪ ረሳሕ ፈሳሲ ኣምጢጡ ከተማ መዘጋጃቤት ኣብ ዘዳለዎ ቦታ ንከፍስስ ካብ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ብምዉድዳር ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ቆራሪት መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ኣብ ፕሮግራም UIDP ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድትን ምድብ ክልተ ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ