ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ዓዲ ሕርዲ ዛሬማ ግድብን ኣብ ማይ ሑመራ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዘገልገሉ ባዶ በርሚል፣ ብጠጠዉ ዘሎ ቆርቆሮ ገዛ ምስ ፅንፀይቱ፣ ቁርፅራፅ ቴንዲኖ፣ ናይ መኪና ባትሪ፣ ዘገለግለ ናይ መኪና ስፔር ፓርት፣ ጎማን ካልኦት ዝተፈላለዩ ንብረታትን ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ነቲ ወረዳ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒን ፣ ኤሌክትሮኒክስን ፣ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዘለኩም ነጋዶ ካብ 07/09/2012ዓ/ም ክሳብ 24/09/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልታት ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ ማይጨዉ ኣብ ጥቃ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ወረዳ እንዳሞኮኒ ትልምን ፋይናንስ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን መፂኡኩም ጨረታ ሰነድ ንክትወስዱ ንሕብር፡፡

ቢሮ ፀጥታ ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ብናይ 2012ዓ/ም ነጀት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝወዕል ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክእድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ከምዝስዐብ ይኸዉን 1 ናይ ህንፃ መሳርሒ 2 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ቢሮ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ግልፂ ምልክታ ጨረታ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ንበጀት ዓመት 2012 ዓም ንዝርገሐ ኤሌክትሪክ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሪክ ኮንኩሪክት ፓሎን ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ዳብል ፌርመርን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንስትዩቲት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ላፕቶፕ ንማእኸል ምርምር ሕርሻ ሑመራ ፣ ላፕቶፕ ፣ ኮምፒተር ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ዝምልከቶኩም ሕጋዉያን ትካላት ንግዲ ዝኮንኩም ንክትወዳደሩ እናዓደምና ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ምዉሳድ ትክእሉ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ንባንኪ ግልጋሎት ዝዉዕል ባንኮኒ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ማይጨዉ ፓሊ ቴክኒክ ኮሌጅ አብ 2012ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ንካልአት ግልጋሎትን ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ (ማንፋክቸሪንግ: ኮንስትራክሽን : ዋተር ቴክኖሎጂ/ ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ ፣ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂይ፣: ፅሕፈት መሳርሒን፣ ፅሬት መሳርሒ ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መባእታዊ ሆስፒታል ወልቃይት ዝተፈላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መድሓኒት ፣ ናዉቲ ሕክምና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ትካል መቐለ ኦርቶ -ፊዝዮ ቴራፒ ማእኸል ኣብ ትሕቲ ፅላል ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ዝመሓደር ወሃቢ ግልጋሎት ትካል ኮይኑ ኣብ ዉሽጢ ግቢ /ቀፅሪ/ ትካልና ዝርከብ ናይ ሓፁር ቦታ ኣጫሪቱ ብትሪካላታ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም በቲ ተነፂሩ ዘሎ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሰረት ንሕድሕድ ዓይነት ስራሕ ንፁር ዋጋ ብምቅማጥ ክትወዳደሩ እትዕድም ዝስዕብ ረቃሒ ዘማልኡ ክኾኑ ይግባእ