ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ካብ 29/01/2013ዓ/ም ክሳብ 12/02/2013ዓ/ም ኣብ ዘዉፅኦ ጨረታ ሊዝ መሬት ቁፅሪ 68 ንመንበሪ፣ ንንግዲ፣ ንመዉዐሊ ህፃናት፣ ንመጥሓንን ዝዉዕሉ ብጠቅላላ 331 ቦታታት አወዳዲሩ ብሊዝ ከመሓላልፍ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ካብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ ዘገልገሉ ቀወምቲ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲርና ክንሸይጥ ንደሊ

ኹሓ ሆስፒታል ን2013ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝተደለየ ዝምልከቶኩም ናይዚ መቕረብቱ ትካላት ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ዝርዝሩ ረቃሕታት ንከተቅርቡ ንገልፅ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ቡራሸለና ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላዩ ኣቅሑት ብመደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ፈርኒቸር ፣ አሌክትሮኒክስ፣ መኪና ሰርቪስ ፣ ከጫርት ወይ ድማ ከገልግል ይደሊ

ማእኸል ቤት ህንፀት ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ዝተበጀተሉ በጀት መሰረት ብምግባር፣ መሳርሕታት ህንፃ ፣ መሳርሕታት ፅሕፈት ፣መሳርሕታት ፅሬትን ፣ ካብ ንሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክዕድግ ክምገብ ይደሊ

ማእኸል ቤት ህንፀት ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ዝተበጀተሉ በጀት መሰረት ብምግባር፣ መሳርሕታት ህንፃ ፣ መሳርሕታት ፅሕፈት ፣መሳርሕታት ፅሬትን ፣ ካብ ንሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክዕድግ ክምገብ ይደሊ

ማሕበር ባህሊ ትግራይ ናይ 2012 ዓም በጀት ዘመን ፋይናንሳዊ ምንቅስቃስ ብናይ ደገ ኦዲተር ከመርምር ይደሊ አብዙይ ናይ ኦዲት ስራሕ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊ ናይ ኦዲተር ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ብዙይ ምልክታ ንዕድም

መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ኩባንያ ዝተፈላዩ ኣቅሑትን ቦልት ኔትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ብቅዓት ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ እተዘርዙ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ዛና ንናይ ወረዳና ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዳ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

በኢፌዴሪ ጉምሩክ የኮምበልቻ ቅ/ጽ/ቤት ለ 2013 በጀት ዓምት አገልግሎት ሥራ ኣጎልጎሎት ሊሰጥ የሚችል ዳብል ካፕ ተሽከርካሪ በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ መከራየት ይፈልጋል