ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ናይ መኪና ኣቅሑት፣ ዝ/ዩ ናይ ቢሮ ኣገልግሎት ዝሃቡ ፈርኒቸራት፣ ዝ/ዩ ፅሕፈት መሳርሒታት በሓራጅ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝወገዱ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸየጥ ይደሊ፤

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ሓፂን መፂን ብግልፂ ጨረታ ክትወዳደሩ ክሸይጥ ይዕድም።

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዘገልገሉ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ::

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት 1ይ ዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ምድብ1 (lot) ሃለቅትን ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ምድብ2 (lot) ሃለቅቲ ናይ መኪና ኣቅሑት፣ ምድብ3 (lot) ፈርኒቸር ኣቅሑት፣ ምድብ6 (lot) ዘገልግሉ ንብረታት ንጨረታ ንምቅራብ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ኣወዳደሩ ክዕድግ ክሸይጥን ይደሊ።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያን ዘሪሁን ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ንመላእ ነበርቲ ንግዲ ማሕበረሰብ ክሸይጥ ይደሊ::

ሆስፒታል ኲሓ ርሑስ ባህር ዛፍ ቆሪፅካ ምልዓልን ምሻጥን ዝተቆራረፀ ዝተቀመጠ ደረቅ ዕንፀይትን ክሸይጥ ብውሱን ጨረታ ክሸይጥ ይደሊ።

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ሓደሽትን ዘገልገሉ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ትካልና ዲ.ቢ.ኤል ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ ኩሓ ጣብያ ማይፀዶ ብለት ኣብ ዝብሃል 78 ሄክታር መሬት ብምውሳድ ናይ ጨርቃ ጨርቂ ፋብሪካ ንምትካል ናይ ፕሮጀክት ህንፀት ኣብ ምስላጥ ይርከብ።በዚ መሰረት ኮንስትራክሽን ዝተፈላለዩ ማሽናት ተዓሺጎምሉ ዝመፁ ዝተፈላለዩ ቀርፅራፅ ሓፃዊን፣ ቁርፅራፅ ቴንዲኖኘ ናይ ቀለም ታንካታት ጠቅላላ ብግምት 200 ኩንታል ዝኸውን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም።

ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን ኤሌክትሪክን ሳኒተሪ ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ አዋዳዲሩ ከወግድ (ክሸይጥ) ይደሊ። በዚ መሰረት ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘኒ ረቆሒታት ብምምላእ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም::