ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ዘድሊ ዝ/ዩ ኣፋውስ ናውቲ ሕክምና ንምግዛእ በቲ ዘፈር ዓውደ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፤

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሰብ መድሓኒት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ካብ ፑል ፈንድ ዝተረከበ በጀት ናይ ሕክምና ናውቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2011 ንሕሙማት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሰብ መድሓኒት ሕ/ናውቲ ናይ ላብራቶሪ ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ።

ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን 2011 ዓ/ም ሳልሳይ ርብዒ ዓመት ዕድጊት ንምፍፃም ስለዝድለየ ሕጋዊ ናይ ሰብ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

መቀለ ዩኒቨርሲቲ ጤና ሳይነስ ኮሌጅ ዓይደር ኮምፕሬሄንሲቭ አስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ለ2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣገልግሎት የሚውል የህክምና ላብራቶሪ እቃዎች በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት መደበኛ በጀት ብዝትረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈትና ሕርሻ ገጠር ልምዓት ወረዳ ወልቃይት ናውቲ ሕክምና እንስሳት ግልጋሎት ዝውዕል ዝ/ዩ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ካብ ዕቤት ሕርሻ ፕሮግራም ኤጂፒ2 ብዝትረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈትና ሕርሻ ገጠር ልምዓት ወረዳ ወልቃይት እንስሳት ግልጋሎት ዝውዕል ዝ/ዩ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንሆስፒታል ውቅሮ ግልጋሎት ዝውዕሉ መድሓኒት ሜድካል ሳፕላይን ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ዝምልከተኩም መቅረብቲ በቲ አብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::