ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢት ትፈልም/ ኣብ ፈት ለፊት ዘሎ መንገዲ ንዋና ቢሮ ዘሎ /ኣብራጊዳና / ዝስቀል ብሓፂን ዝተሰርሐ ዓብይ ታቤላ /ቦርድ / ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለና

ደደቢት ብድርና ቁጠባ ተቋም

ናይ  ጨረታ  ምልክታ
   ደደቢት  ትካል  ልቃሕን ዕቀርን   /ደደቢት  ትፈልም/  ኣብ ፈት ለፊት ዘሎ መንገዲ  ንዋና ቢሮ ዘሎ /ኣብራጊዳና / ዝስቀል   ብሓፂን ዝተሰርሐ  ዓብይ ታቤላ /ቦርድ / ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለና   ክትጫረቱ  እትደሊዩ  እዚ  ዝስዕብ  ረቁሓ ተማልኡ  ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም  ንገልፅ::
  ንግዲ  ፍቃድ  ዘለኩም  ናይ  2007 ዓ/ም  ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም  ብተወሳኪ  ቫት ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ዝገልፅ  መረዳታ  ክተቅርቡ  ይግባእ::
ተጫረቲ  ካብ ዝቐረብዎ  ጠቕላላ ዋጋ   2% ናይ  ጨረታ መወሰኒ መክበሪ  ቢድ  ቦንድ  ሕጋዉነቱ  ዝተረጋገፀ  CPO   ጥራሕ ከትሕዝ  ዝክእል::
ናይ  ጨረታ መክበሪ ካብቲ  ዝወዳደሮ  ጠቕላላ ዋጋ  2% ዝነአሰ  ዘትሐዘ   ተጫራታይ  ካብ ጨረታ ዝስረዝ  ምካኑ::
ጨረታ ዝሰዓረ  ናብ ዋና ቢሮ ደደቢት  ትካል  ልቃሕን ዕቀርን  መፂኡ   ከረክብ  ዝክእል::
ናይ  ጨረታ ዶክመንት   ብፖስታ  ሽም ዝተዓሸገ  ናይ  ቢሮ  ጨረታ  ሳንዱቅ  አታዊ  ዝግብርሉ  እዚ  ምልክታ  ካብ   ዝወፀሉ  ዕለት 23/ 04 /2007  ዓ /ም  ጀሚሩ  ክሳብ   ዕለት  05/ 05 /2007 ዓ /ም  ክሳብ ድሕሪ ሰዓት  11:00  ዘሎ ጊዜ  ይክዉን::
ጨረታ  ዝክፈተሉ ዕለት 05/ 05 /2007   ንጉሆ ሰዓት  3:00   ቦታ   አብ  ደደቢት  ትፈልም ዋና ቢሮ   ተጫረቲ  ብአካል  ወይ  ሕጋዊ ወኪሎም  አብ  ዝተረኽቡሉ   ይክዉን::

ዝርዝር  ናይ  ሕድሕድ ዝገልፅ  ዶክመንት አብ ዋና  ቢሮ  ቤት ፅሕፈት  ደደቢት  ማ / ፋይናንስ   4ይ /ራብዓይ/  ደብሪ ቑፅሪ  ቢሮ  409  ብር 50.00 አብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ::
  
እቲ ትካል  ዝሐሸ መማረፂ  እንተረኪቡ  ነቲ ጨረታ ብከፋል  ወይ ድማ  ብሙሉአ  ናይ  ምስራዝ  መብቱ ዝተሐለወ  እዩ 
 

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo