ማእኸል ምርምር ሕርሻ አላማጣ ንማእኸሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዓይነት ንብረት ብዝርዝር እንትገልፅ

የአልማጣ ግብርና ምርምር ማዕከል
  • ናይ ምርምር ኣቁሑት

ተጫረቲÂ ከማልእዎ ዝግባእ

  1. በቲ ዘርፊ ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ
  2. በቲ ዘርፈ ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ካርዲ ዘለዎ
  3. ናይ ቫት ሰርተፊኬት ዘለዎ
  4. ቲን ናምበር ዘለዎ
  5. ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድቦንድ ብስም ማእከል ምርምር ሕርሻ አላማጣ ዝተሰርሐ ናይ ምርምርን ኣቁሑት 3000 ብጥረ ገንዝብ ወይ CPO ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዙ አለዎም
  6. ተጫረቲ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 30 ብምኽፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 12/01/2009 ጀሚሩ ክሳብ 27/ 01/2008 ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ኢንስቲትዩት ማእኸል ምርምር ሕርሻ አላማጣ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል
  7. እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 27/1/ 2009 ልክዕ ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 500 ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኢንስቲትዩት ማእኸል ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 9 ይኽፈት
  8. ኣብ ዝቀረበ ናይ ጨረታ ዶክመንት ኣብ ሕድሕድ ሰነድ ፌርማን ማህተምን ናይቲ ትካል ክህልዎ አለዎ
  9. ሰነድ ጨረታ ኦርጅናል (ዋንኡ )ን ኮፒን ብዝተኣሸገ ፖስታ ብምግባር ኦርጅናል ኮፒን መፍለይ ፅሑፍ ከቅርቡ አለዎ
  10. ጨረታ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ዉዕሊ መኽበሪ 10% ከትሕዝ አለዎ
  11. እቲ ቢሮ በዝሒ ንብረት ክሳብ 20 ምዉሳክን ምቅናስን መሰለ አለዎ
  12. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  13. ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ 0347740546

Â

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo