ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ንብረት መጓዓዓዠ፣ መራገፍን ካብ ኮምፒሌክ ህንፃ ናብ ዩቴክ ህንፃ ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡

የትግራይ ክልል ፍትህ ቢሮ

ፕሮፎርማ ቑፅሪ 9 /2017

ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ 

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ንብረት መጓዓዓዠ፣ መራገፍን ካብ ኮምፒሌክ ህንፃ ናብ ዩቴክ ህንፃ ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ ምኻንኩም ንገልፅ፡፡

➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ፡

➢ ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ/TIN/ ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፡፡

➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል፡

➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ቢሮ ፍትሒ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁዕርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ብሙሉእ ክትገብሩዎ ነተሓሳስብ። ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ኣድራሻን ናይ ትኻልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት-19/02/2017 ዓ/ም ክሳብ 21/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ክተቕርቡ/ክትወዳደሩ ትኽእሉ። እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 21/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳር ቢሮቑፅሪ 317ይኽፈት፡፡

➢ ቢሮና ኣብ ዘዳለዎ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ፡፡

➢ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ፡፡

➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ቐርቡ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል

➢ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደር ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ዝተኣገደ እግዱ ከይተልዓለሉ ክወዳደር ኣይኽእልን።

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03444173 48 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ፕሮፎርማ ንብረት መጓዓዓዠ፣መራገፍን ካብ ኮምፒሌክ ህንፃ ናብ ዩቴክ ህንፃ ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ

+.ዓይነት ንብረትእስፐስፊኬሽንመለክዒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋ
ብሮብሮ
1መጓዓዓዠ፣ መራገፍን ምስተኸኻልን ካብ ኮምፒሌክ ህንፃ
3ይ ደብሪ ናብ ዩቴክ ህናፃ 3ይ ደብሪ ዓብይቲን ንእሽታይ ንብረት
ብፅሬትን ብግዜንእቲ ቦታን ንብረትን ብኣካል ብምርኣይ ናይ ጉልበት ዋጋ ዝምልኣ ይኸውን

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo