ን2ይ ግዜ ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ -6-
ኣብ በጅት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝውዕል ናይ ላቫጆ መካይን ግልጋሎት ንምርካብ ናይ ጀነሬተር አቐሑት ዕዲጊት ብፕሮፎርማ ብምልጣፍን ብምብታንን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት
• ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድን መቅረባይነትን ዘለኹም።
• ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /TN መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል።
• ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር /Specification/ መሊኡ ከቅርብ አለዎ።
• እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/1/2017 ዓ/ም ክሳብ 30/1/17 ዓ/ም ሰዓት11:30 ሰነድ ፕሮፎርማ ክትወስዱ ትኸእሉ።
• ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 1/2/2017ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተወዳደርቲ ወይ ተወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኸፈት እዚ ፕሮፎርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኺቦም ንምኸፋት ዝዓግቶ የለን።
• ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ አብቲ ኤጀንስና አብ ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ክመልኡ ኣለዎም ።
• አብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን
• ተሳተፍቲ አብ ሰነድ ፕሮፎርማ ማህተም ናይ ድርጅቶም ክዓርፎ አለዎ
• ኤጀንስና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ
ኣድራሻና፤ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 1 ቢሮ ቁፅሪ 105 ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረትን ።
ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 አብ ስራሕ ሰዓት ምድዋል ይካኣል።