ኮሌጅ መምህራን ኣመራርሓን ትምህርትን ዓድዋ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓም ንምምህር ምስትምሃር ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት እዉን ኤሌክትሮኒክስ : ፃዕዳ ቦርድን : ማርከር ፃዕዳ ቦርድን : ስቦንጅ ፍርንሽ : ኬሜካል ላብራቶሪ : ቀለማት ህንፃ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዓድዋ መምህራን ማሰልጠኛ ኮሌጅ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም : ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ / ቫት / ተመዝገብትን : መቅረባይነት  ዘለኩም ተወዳደርቲ ንጨረታ ዘድልዩ መረዳእታት ኩሎም ብምሓዝ ክትጫረቱ እናዓደምና

2 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ 17/8/2016 ዓም ካብ ኮሌጅ መምህራን ኣመራርሓን ትምህርትን ዓድዋ ክፍሊ ዕደጋ ሰነድ ጨረታ ብ 150 ዓዲግኩም ብምዉሳድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዕለት 30/8/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ኮሌጅ መምህራን ኣመራርሓን ትምህርትን ዓድዋ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ አታዊ ክምትገብሩ እናፈለጥና

3 እቲ ጨረታ ኣብቲ ዕለት 17/8/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ኮሌጅ መምህራን ኣመራርሓን ትምህርትን ዓድዋ ዝተረክብሉ ይክፈት

4 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914113336 / 0914787924

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo