- ነቲ ንብረት ዝምልከት ሕጋዊ ፍቃድ ንግድን 2008 ዓም ዘሐደሰን
- ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- መረዳእታ መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ከቅርብ ዝክእል
- ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- ናይ ጋብዮን መክበሪ ፕሮፎርማ 6,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ናይ ፕላስቲክ ወንበርን ፈርኒቸርን 3,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
- ሰዓራይ ጨረታ ምስተነገሮ ኣብዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ናብቲ ቤት ፅሕፈት ብናይ ባዕሉ መፅዐንን መራገፍን ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ኣታዊ ይገብር
- ፕሮፎርማ ጋብዮን ዝክፈተሉ 7 የካቲት 2008 ዓም ሰዓት 3፡ 30 ተዓፅዮ ሰዓት 4 ፡00 ይክፈት ናይ ፕላስቲክወንበርን ፈርኒቸርን ጨረታ 14 የካቲት 2008 ዓም ሰዓት 3 ፡30 ተዓፅዮ ሰዓት 4፡ 00 ይክፈት
- ተጫራታይ ናይ መክበሪ ዉዕሊ 10 % ከትሕዝ ዝክእል ክከዉን አለዎ
- እቲ ቤት ፅሕፈት ንቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለዉ እዩ
- ሰነደ ጨረታ 30 ቅርሺ ብመክፋለ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ክይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ምግዛእ ይከኣል
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0347740661 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል