ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኣብያተ ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ንልምዓተ ሕርሻ ገጠርን ንሓለዋ ጥዕና ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብናይ ገበርቲ ሰናይን በጀት ኣቁሑ ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑ አብያተ ፅሕፈት ፣ ስረሕቲ ስትራክቸር ማይ ማለት እዉን ሬተይን ዋልን ካነልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝግዝ ከስርሕን ይደሊ ስሊዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ እዞም ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ዝተዓሸገ ፖስታ ንክተቅርቡ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ራያ ዓዘቦ

ክማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት

  1. ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን በቲ ስራሕ ዘርፊ ዝተመዝገበን መለለይ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ ዘለዎ መቅረባይነት ዘሐደሰን
  2. ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይቲ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  3. ብኮንስትራክሽን ማይ ተጫራቲ ካብ ደረጃ 8 ንላዕሊ ኩሉ ብማዕረ ክሳተፍ ዝክእል
  4.  ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 23 ታሕሳስ 2008 ዓ/ም ክሳብ 9 ጥሪ 2008 ዓ//ም ይኸዉን
  5.  ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 9 ጥሪ 2008 ዓ//ም  ንጉሆ ሰዓት 4:00 ኮይኑ
  6.  ዝከፈተሉ ድማ ዕለት 9 ጥሪ 2008 ዓ//ም ኮይኑ ንጎሆ ሰዓት 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል አብ ዝተረከበሉ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፅሕፈት ትልሚን ፋይናንስን ይኸዉን
  7.  ንሕድሕድ ጨረታ መኽበሪ ብር 5000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል
  8.  ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ መሸጢ ብር 50 ኮይኑ ካብ ቤት ፅሕፈት ትፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ምዉሳድ ይከኣል

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0346640172 /0346640209 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo