የከተማ ሰቲት ሑመራ ቤት ማዘጋጃ ፅህፈት ቤት ለ2012 በጀት ዓመት ለተለያዩ አገልግሎት የሚውል ንብረት የኤሌክትሮኒክስ ዕቃዎች፣ማሽነሪዎች ሎደር/LOADERና ዳምፕ ትራክ/DUMP TRUCK በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘአረጉ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲርና ክነወግድ ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ንምዉድዳር ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ትርጉም ፅሑፍን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከተርጉም ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 13/08/2012ዓም ክሳብ 16/08/2012ዓ/ም ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ኮምሽን ፖስታ ናብ ኮምሽን ስነምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም

ኤጄንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ስፔር ፓርት ኣቅሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ኣቁሑት ክተቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 16/08/2012 ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጄንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ኣቁሑት ክተቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 16/08/2012 ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጄንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ኣቁሑት ክተቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 16/08/2012 ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ሕትመት ንምግዛእ ስለዝደለየ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዝርከብ ኤሌክትሮኒክስ ኣብ ዝበላሸወሉ ምፅጋንን ኣብ ሰርቪስ ግዜ ሰርቪስ ንምግባር ናይሓደ ዓመት በጀት ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ብኩንትራት ንምሓዝ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ንብረት ምምሕዳር ዝተፈላለዩ ዝዉገዱ ንብረት ንሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክነወግድ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

ንኢንስቲዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ