ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ነዞም ብ ታሕቲ ተዘረዚሮም ዘለዎ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዮን ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ስፖርት ዕጥቅታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ምንፃፍን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማእከል ቤት ህንፀት ዉቅሮ ካብ በጀት 2012ዓመት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት ንምግዛእ ን ተሃነፅቲ ዝምግብ ነጋዳይን ንምሃብን ይደሊ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ወይ ድማ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን፣ ከምኡ እዉን ንተሃነፅቲ ንሓደ ዓመት ዝምግብን ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክዕድግ /ክህብን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ነቲ ወረዳ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒን ፣ ኤሌክትሮኒክስን ፣ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዘለኩም ነጋዶ ካብ 07/09/2012ዓ/ም ክሳብ 24/09/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልታት ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ ማይጨዉ ኣብ ጥቃ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ወረዳ እንዳሞኮኒ ትልምን ፋይናንስ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን መፂኡኩም ጨረታ ሰነድ ንክትወስዱ ንሕብር፡፡

ዓለም ለኸ ባንኪ አንበሳ ማ.ኣ ቤት ፅ/ሕፈት ሰሜን ሪጅን ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ መኪና ጎማታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ነቶም ዝተፈላዩ ዓይነት በዝሒ ዘለዎም ዘገልገሉ ጎማታት ንምግዛእ እትደልዩ ኣብ ዓዲ ሓ ኣብ ዝርከብ መክዘን ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምምፃእ እቶም ኣቅሑት ብምርኣይ ናብ ዝተዳለወ ቅጥዒ ዋጋ መልእኩም ክትቅርቡ ብክብሪ ንዕድም

Ezana Mining Development PLC wants to purchase Proficiency testing program for gold & base metal in mineral exploration sample analysis as per the technical specification under Procurement Reference number EMD /010/2020.

ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ፈርኒቸር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ን ዳ/ዳ / ምትሕብባር ሃፍቲ ወፃኢ ካብ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ን ዳ/ዳ / ምትሕብባር ሃፍቲ ወፃኢ ካብ በጀት ናይ ፕሪንተር ፎቶ ኮፒ ን ቀለም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ