Messebo Cement Factory PLC (MCF PLC) invites eligible bidders for the supply of Panasonic TDE 600PABX with all its accessories

ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ዉፅኢት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ነዞም ቀፂሎም ዘለዉ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ኣብያተ ሕትመት ክትወዳደሩ ንዕድም

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶታት ክትወዳደሩ ንዕድም

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶታት ክትወዳደሩ ንዕድም

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶታት ክትወዳደሩ ንዕድም

ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ብምዕራብ ገፅ ዝርከብ ሓፁር ብምፍራሱ ንከነስርሖ ንደሊ

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ግልጋሎት እናሃቡ ዝነበሩ/ ዘገልገሉ/ ኣቁሑት ወንበ ናይ መኪና መለዋወጢ /ስፔር ፓርት/ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ከምኡ እዉን ሶላር ዲላይት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል A4 ወረቐት 80 ግራም ተዓዲጉ ንክቐርብ ዕለት 06/12/2012 ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ