ማሕበር ቀይ መስቀል ኢ/ያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ንሰራሕተኛታት ዩኒፈርም ዝዉዕል ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ዓይነታት ዩኒፈርም ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትል/ፋይ/ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ንክ/ከተማና ንናይ ኮረና ሰርቪስ ግልጋሎት ዝዉዕል ሚኒባስ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ከተቅርቡ ትክእሉ ነጋዶ ፕሮፎርማ ክትመልኡልና ብክብሪ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ማይጋባ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተምኡ መሰረተ ልምዓት ንምስፍሕፋሕ ትራንስፎርመር ንምግዛእ ስለዝደለየን ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ብምቅራብ ትራንስፎርሞርን ብተመሳሳሊ ዓዉዲ ዝተዋፈርኩም ነጋዶን ዉልቀ ትካላትን ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

የትግራይ ክልል ኤሌክትሪክ አገልግሎት ጽ/ቤት ባለ ሁለት እግር ተሸከርካሪዎችን ሞተር ሳይክል በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈትና መሰረተ ልምዓትን ካዳስተርን ዝኮና ሞዴል መኪና KUN25Lን Model 3L ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዮን ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ ክልልና ካብ ዝረከባ ላዕሎዎት ሆስፒታላት ንሰራሕተኛታት ዘድልዎ ዝተፈላለዩ ናይ ሕክምና ግልጋሎታት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ክወዳደር ሰለዝደለየ ካብዚ ቀፂሊ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ትካላት ክተወዳደሩ ንዕድም

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንሰራሕተኛታት ኣጎልግሎት ዘዉዕሉ ሰርቪስ ማለት እዉን ኣጎልግሎት መጋዓዝያ እትህብ ኣዉቶብስ መኪና ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም ንሆስፒታል ዓድዋ ሰራሕተኛታት ኣጎልግሎት እትህብ ሰርቪስ ኣዉቶብስ መኪና ምቅራብ ፣ ዓይነት መኪና ኣዉቶብስ በዝሒ እትሕዞ ሰብ 60 ወናብር ዘለዋ ፣ ናይ ሓደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ከቅርብ ዝክእል

ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት መሳርሕታት ክንገዝእ ስለ ዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም / ፈሳሲ ናይ ኢድ ሳሙና 250፣ ቢ29 ሳሙና 100፣ ኦሞ 1000 ግራም24 ፣ ግዮን ባራኪና 250/