ኣብ ዋና መዛጋጃ ከተማ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ከይዲ ስራሕ ቤ/ፅ/ኣ/ም/ም/ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተርን ዝኮነ ናይ መኪና ግልጋሎት ክራይ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክግልገል ይደሊ

ኣብ ዋና መዛጋጃ ከተማ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ቤት ፅሕፈትና መሰረት ልምዓትን ካዳስተርን ዝኮነ ሞዴል መኪና 3L ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ዋና መዛጋጃ ከተማ መቐለ ሳሙና ንቤት ፅሕፈትና ምክልካል ስግኣት ሐደጋ ድልዉነት ዝኮነ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2013 ዓም ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ናይ ሃርድ ቶፕ መኪና መለዋወጢ አቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ታሕቲ ንዝተጠቀሰት ዓይነት ማሽን ናይ ብሎኬት ሞልድ በታ መዓሽን ብዲዛይን መሰረትፕሮፎርማ አወዳዲራ ንክተስርሕ ትደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ፋዉንቴንን ናይ ኤሌክትሪን ቡንባን ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከትገዝእ ትደሊ

ናይ ማ/ወ/ኮ/ማ/ድ/ወ/ ዕድጊት ብናይ 2013 በጀት ዓመት ንቤት ዕዩኡ ዝኮኑ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት: ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ፅሬት ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳይ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት: ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት :ናይ መድሓኒታት: ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ንቤት ፅሕፈት ሐለዋ ጥዕና ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ናይ ሰርቪስ አገልግሎት እትህብ ሚኒባስ መኪና ክካረ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ እትክእሉ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም