ቤት ምኽሪ ስፖርት ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንስፖርት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርት ናዉቲ ሻራ ጫማ : ማልያና ናይ ወፃኢ ሙሉእ : ማልያ ናይ ዓዲ ዉሽጢ ሙሉእ: መጋጫ ናይ ወፃኢ አናአሽቲ : ኩ/ኢድ ናይ ዉድድር ሳይክል (ፎኒክስ) ሕብሪ ወይንጠጅ : ናይ ሳይክል ተወዳደርቲ ግጡም ዕጥቂ ዓዲ ዉሽጢ : ናይ ሳይክል ተወዳደርቲ ናይ ርእሲ መካላኸሊ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ በጀት ኤስኤምኤም ንበጀት ዓመት 2008 ዓ∙ ም ንናይ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ኣብ ጣብያ እንዳስላሰ ካላል መስኖ ማይን መዋህለሊ መስኖ ማይን ምስ ካናሉን ካናል ማይ ምስደጋፊኡ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ዝለዝደሊ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትክእሉ ብስራሕቲ ማይ ደረጃ 7ን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ተኮናተርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ንሆሰፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፃዕዳ ጣፍ መድሓኒትን ናዉቲ መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንከተማ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደገ መብራህቲን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኃላ የተ የግል ኩባንያ አር ኤች ኤስ እና የመኪና ባትሪ ከአሲድ ጋር በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ብቃት ያላችሁ እና ከዚህ በታች የተዘዘሩትን መስፈርት የምታሞሉ ተወዳዳሪዎች እንድትሳተፉ ኩባንያችን ይጋብዛል

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

አብ ወረዳ መደባይ ዛና ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2008 በጀት ዓመት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ መፅሄት ትግርኛ ክሕትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

የ ጨረታ ቀን መራዘም እንደሚከተለዉ ማስተካከያ ተደርጋል

ድርጅትታችን መከላኪያ ኪንስትራክሽን ኢንተርፕራዝ ፕሮጀክት 11-03B መቀሌ ከተማ ለሚገኘዉ ባለ ሦስት ኮከብ ሆቴል እና ለሌሎች ስራተኞች የሚጠቀሙበት 12 ሰዎችን መያዝ የምትችል ሚኒባስ 5L መከረያት ይፈልጋል