ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር አቑሑት ካብ ናይ UIDP በጀት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

TDA would like to invite interested bidders who is capable of borehole rehabilitation and submersible Pump installation.

TDA would like to invite interested bidders who is capable of supplying, erecting and commissioning of pioneer water tankers.

ትካል ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ቢልፖርድን : ሪፍለክቲቭ መሽ ባነር ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ኣብዚ ንግዲ እዚ ዝተዋፈርኩም ኣቅረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ጉና ስራሕቲ ንግዲ ሓላፍነቱ ዝ/ ዉ/ማ ፅሬት ዘለዎ ዝተፈላለየ ናይ ስፖርታት ዕጥቅን : ናይ ብሽክሌታት መለዋወጢ ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቐረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ኣብ ዉሽጢ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈቱ ዝርከብ ካብ ግልጋሎቱ ዋፃኢ ዝኮነ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ትቦ ሓፂን : ቆፅርቲ ማይ : ዝተፈላለዩ ቁራፅ ቁራፅ ሓፂነ መፂንን ብግልፂ ሓራጅ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽየጥ ይደሊ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ ቴክኒክ መሳርሒታት ናይ መኪና ጎማን ቼርክዩን ንምዕዳግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝተፈላለዩ ናይ ኢድ መፍትሒን ካልኦትንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ኣብዚ ዘፈር ንግዲ ዝተዋፈርኩም ኣቅረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ናይ ጨርቃ ጨርቂ/ናይ መጋባእያ ጋዎን/ ኣወዳዲሩ ካስርሕ ይደሊ፡፡