ዓ/ዓዲ ሆስፒታል ካብዚ ዝተጠቐሰ መድሓኒት ናዉቲ ሕክምና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ መደበኛ ካፒታልን ዉሽጢ እቶት በጀትን ዝክፈል ናይ ፅሕፈት መሳርሒን : ህንፃ መሳርሒን : ፅሬት መሳርሒን ንብረት ካብ ሕጋዉያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይድሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ብርክት ዝበለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ መኪና ጎማ :ናይ መኪና ስፔር መለዋወጢ ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ

የትግራይ ልማት ማህበር ለፅህፈት ቤቱ አገልግሎት የሚዉሉ ኤሌክትሮኒክስ : ፅሕፈት መሳሪያዎች : የፅዳት እቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ. ዉ.ማሕበር ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ፅሬቱ ዝሐለወ ፀፀር 002 :ሓሸዋ ክገዝእ ይደሊ

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2010 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ፅሬት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ድርጅታችን ማይጨዉ ፓርቲክል ቦርድ ፋብሪካ በፋብሪካዉ መጋዝን የሚገኙ ጥራት ያላቸዉ የሞራሌ ምርት ዉጤቶች እና የአትክልቶች ካሳዎች በጨረታ አወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል

ማሕበር ህንፀት ዋርክሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኮንስትራክሽን እታወታት ኣብ ኤሌክትሮ መካኒካል ዝሰርሑ ምስሰዓሩ ድማ ሳምፕል ከቅርቡ ዝክእሉ ሕጋዉያን መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ሸረ ሳይክላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ከተማ ሽራሮ ን 2010 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር አክሰሰሪን: ዕጥቅታት ስፖርት :ፋርጎ ማሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ