ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኾኒ ንዓማዊልን ንመስመር መስፋሕፍሕን ኣብ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ማይ ናዉቲ ማላትዉን ትቦታት መጋጥም ቆፃሪት ኤለክትሮመካኒካል ኤለክትሮኒክስን መቀያየሪ አቁሑትን አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2009 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ፡ሳኒተሪን ቡንባን አቁሑትን: አዉቶ መካኒክስ፡ ኤለክትሪክሲቲ ፡ኤለክትሮኒክስ ወይ ብሮድካስት ፡ጋርመንት ፡መሳርሒ ፅሕፈት፡ ፅሬት አቁሑ :ኮምፒተርን ኮምፒተር አክሰሰሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ ሽራሮ መለዋወጢ አቁሑት መኪና :ጀነሬተር :ትቦታት ማይን መገጣጠምን :መሳርሒ ፅሕፈት :ናዉቲ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳሰላሰ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ኤችዲፒኢ ጂኣይ ትቦ መገጣጠሚ :ክሎሪን ከምኡዉን መሳርሒ ፅሕፈት :ኤለክትሮኒክስ :ናይ ቶዮታ መኪናን ተቪኤስ ሞተር ሳይክልን ጎማን ባትርን: አቁሑት ፅሬትን: መለዋወጢ አቁሑት ኤለክትሪክን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ትቦ ምስመገጣጠምኡ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ን 2009 ዓም ንቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኤለክትሮኒክስ :መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ፅሬት :አቁሑት ኤለክትሪክ: አቁሑት ቡንባ: ኣንሶላ: መለዋወጢ አቁሑት ጀነሬተር: ፃዕዳ ጣፍ :መለዋወጢ አቁሑት መኪና ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ

ኣለማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን2009 በጀት ዓመት ደቂሶም ንዝሕከሙ ዝዉዕል:አዮዲን ዘለዎ ጨዉን: ናይ ቆርቆሮ ፀባ :እንቃቅሖ: ከምኡዉን ቀዳማይ ግዘ ዝወፀ ጨረታ ፃዕዳ ጣፍ: ህንፃ መሳርሒ: ናይ ማይ አቁሑትን: ቡለኬት: ባህርዛፍ :ፀፀር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓዝተ ዉማሕበር ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ፓሎ (ኮንክሪት ሓፂንን) : ናይ ኤሌክትሪክን ቡንቧን ኣቁሑት አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ ስለዝኮነ እዘም ዝስዕቡ ረቆሒታት ተማልኡ ተጫረቲ ንክትጫረቱ ንዕድም

ትካልና ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሪክ ፓሎ ማለትዉን ኮንክሪት :ከምኡዉን አቁሑት ቡንባን :ኤለክትሪክን አጫሪቱ ከዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተንከፍ ኣቁሑን ናይ ህንፃ መሳርሒ /ማይ ኣቁሑት/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ