ቤት ፅሕፈት ኣገልገሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ማይ ፀብሪ ኣብታ ከተማ ንዘሎ ሕፅረት ዝስተ ማይ ንምቅላል ናይ ቦጥ መኪና ማይ ፍቃድ ንግዲ ንዘለዎም ኣገልግሎት ዝህቡ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል መልዐሊ ኮንቲነር ክሬን ክራይን ናይ ስፔር ፓርት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ትግራይ ንቢሮና ናይ ኣይስዙ መኪና ክራይ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ደረቕ ፅዕነት/ስሚንቶ ምጉዓዓዝ/ ፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ከጋዓዕዝ ስለዝደልይ ክትወዳደሩ ይዕድም

ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንናይ የካቲት 11 በዓል ናይ ካርኒቫል ምርኢት ዘገልግላ ናይ ሃይ ቤድ መኪና ክራይ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ትግራይ ንቢሮና ናይ መኪና ክራይ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ

ሃገር ለኸ ብፕሮግራም ቀረብ ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ተሽከርከርቲ መካይን ኣይሱዝ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደለየ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት ቤት ፅሕፈት ም/ምትግባረን ሰፈር ልምዓት ፕላንን ቆፀራ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሚኒባስ ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ስለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚ ዘበን 45 ጊዜ ንዝበዓል 11 ለካቲት ምክንያት ብምግባር መዋፈሪ ቓልሲ ዓዲ ገዛእቲ ንምጉቡናይ መጋዓዝያ ዝኸዉን 45 ሰብ ዝሕዛ 2 ኣዉቶብስ ብተወሳኪዉን ሎሚ ዘበን ኣብ ከተማ ማይጨዉ ብደረጃ ክልል ንዝበዓል ጥምቀት ንገዜጠኛታት መጋዓዓዝያ ትኸዉን 16 ሰብ ትሕዝ ሓንቲ ሃይሩፍ ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ክልል ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ፣ መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣጎልግሎት ክረክብ ይደሊ