ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ናብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ንብረት ንምጎዓዝ ይደሊ

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ሐለዋ ግልጋሎት : ፅሬት ግልጋሎት : ሚኒባስ ኪራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክንግልገል ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር ኣብያቲ ክልል ንፕሮጀክት ህንፀት ኣብያቲ ሚዘይ ንሰርቪስ ግልጋሎት ዝዉዕላ ክልተ ሚኒባሳት መካይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓዝተ ዉማሕበር ብቅዓት ዘለዎም ናይ ደረቅ ፅዕነት ግልጋሎት ዋሃብቲ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ናይ ፋብሪካ ንብረት ዝሓዘ ኮንቴነር በዓል 20 ጫማን በዓል 40 ጫማን ኮንቴነራት ካብ ደረቅ ወደብ መቀለ ናብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ንምብፃሕን ምስተራገፈ ባዶ ኮንቴነር ካብ ሲምንቶ ፋብሪካ መሰቦ ናብ ደረቀ ወደብ መቀለ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ብምእሳር ከመላልስ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ህንፃ : ሕትመት ኣይቲ እና ተዛመድቲ ፅሬት መሳሒ ኣይትን ካልኦት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ፕላኔት ሆቴል ናብ ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ ብቦጥ ንምምፃእ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2010 ዓ/ም በጀት ዓመት ንዘካይዶም ናይ መንገዲ ህንፀትን ፅገናን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ስሚንቶ ብግልፂ ጨረታ ብምዉድዳር ካብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ከፅዕን ይደሊ

እንዳባጉና ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኣብ 2010 በጀት ዓመት ፅሕፈት መሳርሒ ህንፃ መሳርሒ :ብረታ ብረት አቁሑት ኤለክትሪክ አቁሑት ፅሬት ዕጥቅታት ስፖርት አቁሑት ሳኒተሪ ኢንስታሌሽን ክራይ ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዓለም ለኸ ምድሓን ህፃናት ትግራይ ኤርያ ኦፊስ ንትርፊ ዘይቆመ ዘይመንግስታዊ ገባሪ ሰናይ ትካል ንዝህቦም ሰብኣዊ ግልጋሎት መሳለጢ ዝዉዕል መካይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክጥቀም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳር ኣብ 2010 በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ