ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ዝ/ዩ ን 2012 ናይ ስራሕ ዘመን ዘድልዩ ትሕት ኢሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ኮንስትራክሽን ማሽነርታት ኣናእሽቶይ መካይንን ንሓደ ዓመት ብጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ በቲ ተተሒዙ ዘሎ ዝርዝር ረቃሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ከተጫርቱ እትክአሉ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት ንሰራሕተኛታት ኣጎልግሎት እትህብ ሰርቪስ መኪና ብክንትራት ክካረ ይደሊ ፣

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደረቕ ፅዕነት መጓዓዝያ ትራንስፖርት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሃገረ ሰላም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረታት ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ክካረን ይደሊ ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 2 ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑ 3 ንሰራሕተኛታት ሰርቪስ ትህብ መኪና 24 ሰብ እትሕዝ ደረጃ 2ን1ን

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ንስራሕቲ ሱፐርቢዥን ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ ስለዝንቀሳቀስ መጓዓዝያ ትኸዉን 12 ሰብ ትሕዝ ሓንቲ ሚኒባስ መኪና ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ሸራሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ን 2012 ዓ/ም 1ይዙ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፀሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቁሑት ፅሬት፣ ናዉቲ ቢሮ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ መሳርሒ ህትመት፣ ማይ ቦጥ ክራይ ምጉዕዓዝ ፣ ፣ ክትወዳደሩ ትክእሉ

ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንሰራሕተኛታት ሰርቪስ ግልጋሎት ዝዉዕላ ሰለስተ 12 ሰብ ዝሕዛ ሚኒባስ ደረጃ 1ይ ወይ 2 ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ጉ/መ/ስፖርት ከ/ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕልናይ ዓባይ ባስ ክራይ ግልጋሎት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ከነሐትም ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና ክራይ ዝኸውን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክካረ ይደሊ።

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2012ዓ/ም ዘበነ ት/ቲ ንቤት ትምህርትና ተምሃሮ ግልጋሎት ትራንስፖርት ሰርቢስ ዝህባ ተሽከርከርቲ ኮስታር፣ ሚኒባስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለዚ እዚ ግልጋሎት ዝህባ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ንምሃብ ድሌት ዘለኩም ዝስዕቡ ረቓሕታት እተማልኡ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም