ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሁመራ ካብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ አቁሑ መኪና አቁሑ ጀነሬተር ኤለክትሪክ ማይ ቡንባ መሳርሕታት ህንፃ አቁሑት ገዛ መሳርሕታት ፅሕፈት መሳርሕታ ፅሬት ቢሮ መገልገልን ኮምፒተርን ተዛምድቲ ብሮድካስቲንግ መፈነዉን መቀበልን ብኤለክትሪክ ዝሰርሑ ናይ ቢሮን ገዛን አቁሑ ደንቢ ክዳን ሸቀጣሸቀጥ ጥረምረ አሕምልትን ፍራምረን ግልጋሎት ገራጅ ግልጋሎት ስፌት ዓለባ ፅገና ኤሲን ፍርጅን ፅገና ኮምፒተርን ተዛመድትን ስርሕቲ ሕትመት አቅርቦት ስጋ ምድላዉ ባልትና ባንን እንጀራን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ስቴሽነሪ :ምግቢ: ሕትመት ናይ ፅሬት አቁሑት: ደንቢ ክዳን: ህንፃ መሳርሒ: ኤለክትሪክ መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል አላማጣ ን2011 በጀት ዓመት ግልጋሎ ዝዉዕሉ ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ጤል: እንቆቅሖ : ኣቅሑት መቅረቢ ከምእዉን ንቀዳማይ ግዘ ዝወፀ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት: ኣቅሑት ማይን መሳርሒ ህንፃን: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መላዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኣልባሳት : ራበር ሽት ማለት እዉን ዉፅኢት ፕላስቲክ : መከላከሊ ባርዕ ማለት እዉን (fire extinguisher ) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣንሶላን ፎጣን ብጨረታ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

ኣላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሬት አቁሑትን አንሶላን(ኣልባሳት) ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ግሪነሪ ስራሕቲ ናይ ጎዳና ተክልታት ናይ ደንቢ መከብርቲ ክዳን ፈርኒቸር ክዕድግ ይደሊ

ፍሉይ 2ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ጋዉን መመረቂ ተምሃሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ደንቢ ክዳን ላዉንደሪ መድረቂን መተኮስን ማሽናት ፍርጅን ከምዉን ናይ ቢሮን ገዛን አቁሑት(ፈርኒቸር) ብግልፂ ጨረታ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድገት ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር አዳራሽ ዝከዉን ወንበር ጠረዼዛ ማንታርቦን መጋረጃን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክነስርሕ ስለዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም

ማሕበር ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ዓራትን ፍርናሽን /Bed folding and matteres/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምድዳግ ይደሊ