ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ንዝርከባ ጨንፈራትና ናይ ሓለዋ ሓይሊ ሰብ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሐሊ ይደሊ

ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ክልል ትግራይ ፈርኒቸር፣ ፅሕፈት መሳርሕን ሓለዋን ፅሬትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ሲዒቦም ዝተዝርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

መቐለ ቐዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ዘመናዊ ማእከል ዕዳጋ ግልጋሎት ሓለዋ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ንዝርከባ ቤት ዕዮታት ናይ ሓለዋ ስራሕቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሓለዋ ዋርድያ ግልጋሎትን ናይ መካይን ፅገና ጋራጅን ንናይ ዉልቀ መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳር ካብ ናይ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሬትን ናይ ሓለዋን ግልጋሎት ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2012 ሓለዋ ዋርድያ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ምስ ዝስዓሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእ/ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ሐለዋ ግልጋሎት : ፅሬት ግልጋሎት : ሚኒባስ ኪራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክንግልገል ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::