ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ናይ ቢሮ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝዉዕል ቫጅን ንምሕታም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንግልጋሎት ስራሕቲ ፕሮሞሽን ዝዉዕል መስሕባት ክልልና ዘላሊ ሕትመት ጠረፔዛ ዓዉደ ኣዋርሕ 2013ዓ/ም ካላንደር ከሕትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

መባእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ፣ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ናይ ማይ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕትመት፣ ናይ ሳይክልን ሞተር ሳይክልን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ ስሩዕ በጀት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሕታት ፅሬትን ፣ ስራሕቲ ሕትመትን ፣ ካልኦት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዞም ቀለፂሎም ብሎት ተጠቂሶም ዘለዉ ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም loT1 ሰራሕቲ ሕትመት፣ ሎት 2 ኮምፒተር ታብሌት

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዲሩ ክገዝእ የደሊ

ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ካሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ለተመራቂ ተማሪዎች መጽሔትና ባይንደር በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋል

ኤጄንሲ ስታቲስቲክስ ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ መፃሕፍትን ቢዝነስ ካርድን ግልጋሎት ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ምስ ሰዓራይ ትካል ዉዕሊ ኣሲሩ ከሐትም ይደሊ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ንብረት መፍለይ ቁፅሪ ኣብ ባዕሉ ዝፃሓፍ ሕትመት ምሕታም ስራሐቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

በኤጀንሲ ማእድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ባዩ ጋዝ ፕሮግራም ማስተባበሪያ ዩኒት ማንዋል ለማሳተም ስለሚፈልግ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ሕጋዊ ነጋዴ የሆናችሁ እንትወዳደሩ ይጋብዛል