ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ፓድ ሕትመት ክተወዳድር ስለ ዝደለየት ፡-

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ጠረዼዛ ካላንደርን አጀንዳን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ዝተፈላለዩ ናይ ዓበይቲ መካይን ብሬክ ላይን ምልጣፍ ስራሕ ስራሕቲ / brake line rivet & with out rivet / ብጨረታ አወዳዲራ ንምስራሕ ትደሊ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንግልጋሎት ስራሕቲ ፕሮሞሽን ዝዉዕል መስሕባት ክልልና ዘላልይ ሕትመት ጠረዼዛ ዓዉደ ኣዋርሕ 2013ዓ/ም ካላንደር ከሕትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ዓይነታት ንብረት ብጨረታ / ኣታዊ መረጋገፂ ሰነድ በዝሒ 500 / ሞተር ሳይክል በዝሒ 01 ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ታፔላ ክልተ ሜትሮ ብሓደ ሜትሮ ኣቀን ዘለዎ (sign board 2 meter x metter) ብጨረታ አወዳዲራ ንምስራሕ ትደሊ

ማሕበራዊ ረድኤትትግራይ /ማረት/ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ( Different Size Of Printing ) ብጨረታ አወዳዲራ ንምሕታም ትደሊ

ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ማኒፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ፣ ስራሕቲ ሕትመትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከሐትምን ይደሊ

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ስራሕቲ ሕትመትታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣