ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘለዋ ናይ ሕትመት መቕረብቲ ዉዕሊብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከሐትም ስለ ዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ክንሕትም ስለ ዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም /

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ ሰርትፊኬት ሕትመት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2013 ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ኣብ ወረዳ ንዘለዋ ኣብያተ ዕዮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናይ 2013ዓ/ም መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት ቢሮ ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ኣናእሽተይ መካይን ናይ ፅገና ጉልበትን ፣ ሕትመትን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕደግ ስለ ዝደሊ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክበሪ ንዕደም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ በጀት ዝክፈል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ቀወምቲ ንብረታት/ፈርኒቸር/ ፣ ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ናይ መኪና ጉልበት ሰርቪስ ማለት እዉን ጋራዥን ፣ ናይ ሞተር ሳይክል ናይ ጉልበት ሰርቪስን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን ክግልገልን ስለ ዝደሊ በቢ ዝምልከቶኩም ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ብክብሪ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃቡ ዝርከባ ፎቶ ኮፒታት ሕፅረት ስለዘሎ ካብ ደገ ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት ንምርካብ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ገላን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቅሑት ፣ ሕትመት፣ ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ፣ኤሌክትሮኒክስ ፣ ሕትመት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንደ/ከ/ስ/ርክብ ህዝቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ፖስት ካርድ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ