ቤት ፍርዲ መረብ ለከ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንግልጋሎት ዳይነት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ሕትመት: ኣናሸተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፍርዲ ወ/ቆላ ተምቤን ዓብይ ዓዲን ንናይ ቤት ፍርዲ ሰራሕቲ መሳለጢ ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ብሎት ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ጎማን ናይ ሕትመት ስራሕቲን ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዚ ግልፂ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳር ወረዳ ሰየምቲ ኣዲያቦ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፋላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሐ ኣብ ምም/ር ክ/ከተማ ኩሐ ንዝርከባ ዝተፈላለዩ ኣበያተ ፅሕፈት ናይ ፅ/መሳርሒ ፡ ፅሬት መሳርሒን ፡ ሕትመት ፡ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኲሓ ኣብ ምም/ር ክ/ከተማ ኲሓ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ናይ ፅ/መሳርሒ ፣ ፅሬት መሳርሕን፣ ሕትመትን፣ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ። ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ረቋሓታት ዝተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባ ሃፍቲ ኣብ 2016 በጀት ዓመት ቲን ሕትመታት ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ንምሕታም ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ኣብ 2016 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ወረዳ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ስራሕቲ ሕትመት : ናዉቲ ፅሬት: ጎማን ባትሪን መኪና : መቀያየሪ ኣቁሑት መኪና ከምእዉን ናዉቲ አሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሚሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ ናይ ቢሮ ቀወምቲ ንብረት ኤሌክትሮኒክስ (ኮምፒተር ላፕቶብ፣ ጀነሬተር፣ ቢመር፣ ፕሪንተር፣ ህትመት (መፅሄትን ሰርቲፊኬትን) ብጨረታ ንምግዛእን ንምሕታምን ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳ አፅቢ አገልግሎት ዝዉልዑ መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ፅሬት: ሕትመት : መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና : መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ