ጨ/ቤ/ፅ/ከ/ል/ን/ኢ/ርን ከተማ ኣጉላዕ ንበጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንቢርኡ ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ሀንፃ መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ከምኡ ዉን ናይ ፅሬት ሓቁሑት ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ አብዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ኣብዞም ዝተዘርዘሩ ዘርፍታት ንግዲ ንምዉድዳር እትኽእሉ ሕጋዉያን ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕለ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈትመሳርሒ: ኤሌክትሮኒክስ :ፈርኒቸር ንፅርየት ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:

ዉቅሮ ማእከል ህንፀት ንናይ 2008 በጀት ዓመት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕሉ

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕለ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈትመሳርሒ: ኤሌክትሮኒክስ :ፈርኒቸር ንፅርየት ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:

ቤት ፅሕፈት ት /ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀማሉ ዝተፈላለዩ ኣቑሑትን ግልጋሎትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ ማለት ዝተፈላለዩ ፈርኒቸር :ፅሕፈት መሳርሒ :ሕትመት :ናይ መኪና መለዋወጢን ኤሌክትሮኒክስ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን 2008 ዓመት ንዘካይዶም ናይ መንገዲ ህንፀት ፅገና ግልጋሎት ዝዉዕል ባህርዛፍ ብግልፂ ጨረታ ብምዉድዳር ክገዝእ ይደሊ

ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ን 2008 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት :ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት :ናይ ፅሬት ኣቑሑት: ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት :ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ንምግዛእን ዘተፈላለዩ ቅጥዕታት መፅሓፍን ንምሕታምን ስለዝደለየ ንሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይደሊ ስለዚ ካብ ዕለት 28 /12 /2007 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 06/1/ 2008 ዓም ሰዓት 600 ቅድሚ ሰዓት አብ ኮሌጅና ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተዳለወ ሰነድ ንሕድሕድ ዘይምለሰ ብር 20 ከፊልኩም ብምዉሳድ መወዳደሪ ዋጋ መሊእኹም ሕድ ሕድ ሰነድ በበይኑ ምስ ደክሜንት ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዘዳለናዩ ሳንዱቕ ከተእትዉ ትኽእሉ

ኣብ ኮሚሽንፖሊስክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ንኤጀንሲመራኸቢሓፋሽክልልትግራይ ኣገልግሎት ዝዉዕል መኪናጎማ ብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቤትፅሕፈትፕላንንፋይናንስንወረዳክልተኣዉላዕሎኣብበጀትዓመት  2008 ዓ/ም  ኣብወረዳና ንዝርከባ ቤትፅሕፈት  ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት መሳርሒ: ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት: ናይ ሞተር ሳይክል መዋወጢ ኣቁሑት :ናይ ኮምፒተርን ተንከፍ ኣቁሑት ናይ መኪና ፅገና አገልግሎትን ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ