እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2016 ዓም ንብረት ንምዕዳግ ካብ ዝተመደበልና በጀት መደበኛ መረት ብምግባር ንብረት ንምዕዳግ ሎት 1 ናይ ኣዉቶ ሞቲቭ መሳርሒ : ሎት 2 ህንፃ መሳርሒ : ሎት 3 ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ: ሎት 4 ናይ ሸቃጣ ሸቀጥ ናይ ምግቢ ምድላዉ መሳርሒ: ሎት 5 ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ : ሎት 6 ፅሬት መሳርሒ : አብ 6ተ ሎት ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊ

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ 1. ሎት-1 መብሰልን መመገብን ኣቕሑት 2. ሎት-2 ካልሲ 3. ናይ ተሸከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን

ማእኽል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ዝውዕል ብግልጺ - ጨረታ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ዝውዕል ኣቤዛ ብግልጺ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትሳተፉ ይዕድም።

ወ/ወ/ኣበረገለ ግብራ ሃይሊ ድርቂ ኮሜቴ ካብ ናይ 2016ዓ/ም ብሓገዝ ዝተረኸበ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዑፉን /ምሸላ ባሕሪ/ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ይደሊ

ማ/ተ/ሰትግራይ ኩሓ መለስ ካምፓስ ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ዝውዕል ኣሰበዛን ውጺኢት ባልትናን ብግልጺ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ዘይቲ፡ሽኮርን ዓተር ክክዕን ዝተፈላለዩ ናይ መሸንሪ መለዋወጥን ጎማን ባትርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን አብ ፖሊስ ዘሎ ስርናይን ክክፅን ብግልፂ ጨረታ ንክንሽጥ ስለ ዝደለና ካብዚ ንታሕቲ ክወዳደሩ ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ስራሕቲ ንግዲ ጉና ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ፅሬት ዘለዎ ፉርስካ : ፋጉለ ሰሊጥ : ፍሪስኪሎ: ጨዉን ኖራን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ዕደጊታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ይደሊ