አብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ሱቆጣ ዲክላራሽን ብዝረኸቦ በጀት ንዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል (AFRIDEV HAND US with all accessories. እፍዴቭ ምንድ ፓምፕ ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋደ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም ።

ቤት ማዛጋጃ ከተማ ኣጉላዕ ወ/ፅ/ወንበርታ 2016 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካሉ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤልክትሮኒክስ ንብረት ማለት ውን ቶታል ስቴሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ጀነረተር Control panel display ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቋሒታት እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጀኔሬተር አቁሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ንኣብያተ ትምህርትን ንቢሮን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ንብረት ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ፓወር ሳፕላይ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

አብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፃ ኣብ ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ምሊስቨሎተርኒ ዝተረከበ በጀት ዕደጋ መፍለይ ቁፅሪ ዓድዋ / CW /SSSP/01/16 ካብ ናይ ዓድዋ መተዊ ዕደጋ ዓርቢ ቀበሌ አሉላ ክሳብ ቤት ክርስቲያን እንዳኣምናአረጋዊ ዓዲ ማሕለካ ካብ ሆቴል ማይ ዓሳ ክሳብ ሆቴል ሸዊት ዝርገሐ ናይ ማእከል መንገዲ መብራህቲ ንምስራሕ ብኤሌክትሮ መካኒካል ደረጃ 5 ን ልዕሊኡን ብርኪ ስራሕ ዘለዎም ስራሕቲ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓውዜን ካብ በጀት UNDP ብማሕበር ተወዲብኩም መስኖ ንተልምዑ ን ቤት ዕሕፈት ሕርሻ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ 2016 ሞተር ማይ ምስ አክሰሰሩ/ መለዋውጢ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ንደሊ፡፡

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ናይ ዉልቀ ኩባንያ ዌልዲን ጀነሬተር ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ 2016 በጀት ዓመት ካብ ባንኪ ዓለም ዝተረከበ ዝተፈላለየ ቀወምቲ ኣቅሑት: ናይ ደገ ምብራህቲ ማላት እዉን ፓዉዛ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒከስ :ናይ ማይ ትቦ : ናይ ደገ ሓፂን ፓሎ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ