ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2016 በጀት ዓመት አብ ጎደና ክንፈ ገብረመድሂን ፅገና ናይ ፅርጌያ መብራህቲ EXCWEL09 ን2016 ዓም ንምስራሕ ደረጃ 10 ደረጃ 9 ደረጃ 8 ብብርኪ ፈቃድ ንእሽተይ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብኤሌክትሮ መካኒካል ወይድማ ብኤሌክትሪካል ኢንሳታሌሽን ብማሕበር ወይ ብዉልቀ ዳእንትን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2016 በጀት ዓመት ስራሕቲ ካብ ዕደጋ ሓሙስ ክሳብ ኣብነት ሆቴል ዝዕፀፍ ናይ ፅርጊያ መብራህቲ ንምስራሕ ደረጃ 10 ደረጃ 9 ደረጃ 8 ብብርኪ ፈቃድ ደቀቅቲ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብኤሌክትሮ መካኒካል ወይድማ ብኤሌክትሪካል ኢንሳትሌሽን ብማሕበር ወይ ብዉልቀ ዳእንትን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ሰሜን ሪጅን ኢትዩ ቴሌኮም ለጀነሪተር አገልግሎት የሚዉል ዘይት / Lubricant Oil/ 15/40 ብግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ጋራጅ መሳርሒ ኣቅሑት ማለት ድማ ጋራጅ ቱልስ ዊልዲንግ ትራንስፎርመር በዝሒ ክልተ : ጋራይንደር 230 ሚሚ በዝሒ 1 :ጋራይንዲር 180 ሚሚ በዝሒ 1 :ድሪንግ ማሽን 16 ሚሚ በዝሒ 3 :ሃይድሮሊክ ጃክ በዝሒ 1 :ሶፍትጌት በዝሒ 1: በንች ቤልት በዝሒ 1 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ Wal Mounted AC ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቑሓ እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ Power House Wall Mounted ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቑሓ እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነታት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ኣብ መክዘን ዘለኩም ክዕድግ ይደሊ 1 ሃንድ ሎረር በዝሒ 10 ፣ 2 አየር ኮምፕረሰር በዝሒ 03 ፣ 3 ቶታል ስቴሽን ሴት ዊዝ ኦል ኣክሰሰሪስ በዝሒ 04 ፣ 4 ሴቲንግ ዊዝ ኦል ኣክሰሰሪስ በዝሒ 04፡ 5 ኤሌትሪካል ጀነሬተር 250 ኬቪኤም በዝሒ 03 እዞም ዝስዕቡ ክተቅርቡ እትክአሉ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ከተማ ሸራሮ ናይ ሰብ መድሓኒትን ፣ ፅገና ጀነሬተርን ፣ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ትካል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ፣ ነዞም ዝስዕቡ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ፣ ማሽናትን ዓብይቲ መካይንን፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ትካል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ፣ ኣብቲ ትካል ዘለዋ ተሽከርከርቲ ጂፒኤስን፣ ስፒዶ ሜትርን ክገጥመለን ስለ ዝደለየ ኣጫሪቱ ክዕድም ይደሊ