ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ሰለክለካ ን 2012 ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ኣቅሑት ፅሬት: እምኒ ፣ ሓመድ ፣ጡብ፣ባህር ዛፍ ፣ ኣቅሑት ኣይቲ፣ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ናዉቲ ኣዉቶ ፣ መሳርሒ ሞተር ሳይክልን ብሽክሌታን :ካልኦት ናዉቲ ትምህርቲ ን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ን 2ይ ዙር ዝወፀ ምልክጨረታ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝ/ዩ ኣቁሑት ን2ይ ዙር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ሰለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክሳተፍ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኩለን ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንዕድግ ንይደሊ

SNV Netherlands Development Organization (SNV Ethiopia) would like to invite interested eligible & competitive bidders for the production and testing of hand pump spare parts

ሆስፒታል ቅድስት ማርያም ኣክሱም ን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ዝተፈላለያ ጀነሬተራት ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ነቲ ቤት ፅሕፈት አጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ መቀያየሪ ኣቅሑት ናይ ደገ መብራህቲ፣ ፅገና ጋራዥ ዓበይቲ መካይን ማለት እዉን ማሽነሪ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ዓበይቲ መካይን፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ኣናእሽተይ መካይን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብለኸ ኣብቲ ወረዳ ንዘለዋ ኣብያተ ዕዮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናይ 2012ዓ/ም ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕደግ ስለ ዝደሊ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክበሪ ንዕደም

ኢንስትዩቲት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ጀነሬተር ማላት እዉን ዲዝል ፓወር ጀነሬተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ዝምልከቶኩም ሕጋዉያን ትካላት ንግዲ ዝኮንኩም ንክትወዳደሩ እናዓደምና ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ምዉሳድ ትክእሉ

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ሸራሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ድዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓም ኣብ ማእከል ኣስፋልት ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሸራሮ ናይ ጎደና መብራህቲ ንምፅጋን ፍልፍል በጀት መንግስታዊ መፍለይ ኮድ ዕዳጋ ሸራሮ /WC/NTF/21/12 ብደኣንት ተወዲቦም ብደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ደቂቅ መንገዲ ፍቃድ ናይ አሌክትሪፊኬሽን ዘለኩም ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ ኣቅሑት ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡