እንትጮቴክኒክኮሌጅአብናይ 2007 ባጀትዓመትካብዝተመደበልና መደበኛን ሓፂር ስልጠናንበጀት ንንምምሃርምስትምሃርግልጋሎትዝዉዕሉ ሎት 1 ናይህንፃመሳርሒ: ሎት 2 ናይሕትመትመሳርሒ: ሎት3 ናይ ፕሊምቢንግ መሳርሒ:ሎት 4ናይኤሌክትሪክመሳርሒ:ሎት 5ናይኤሌክትሮኒክስመሳርሒ: ሎት 6 ናይ ሃፍቲ እንስሳ: ሎት 7 ናይ መኪና ስፔርፓርት : ሎት 8 ናይ ሞተር ሳይክል ስፔርፓርት : ሎት 9 ናይ ኮብልስቶን ኣብ 9ተ

ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዩና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን ኤሌክትሪክን ሳኒተሪ ኣቀሑት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑትን ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት( ዴስክቶፕ ላፕቶፕ ንኮምፒተራትን ካልኦት)ብግለፂ ጨረታ አዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘኒ ረቆሒታት ብምምላእ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2007 በጀት ዓመት ብመደበኛ በጀት አብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕላ ሞተር ሳይክልን ንመካይን መለዋወጢ ግልጋሎ ዝዉዕል ዝተፈላለየ ኦርጀናልን መለዋወጢ/SPARE PART/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ኤጀንሲባህልንቱሪዝምንክልልትግራ ይ ንዘለዎኦ መካይን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቁሑት ጎማታት ካላማደርያን ክገዝእስለዝደለየበዚስራሕእዚ ሕጋዊን ንግዲ ፈቃድ ዘለኩምነጋዶንክትወዳደሩይዕድም::

ማሕበርመናአሰይትግራይንቤትፅሐፈትናግለጋሎትዝዉዕሉጎማብግልፂጨረታአወዳዲሩክገዝእይደሊ::

ማሕበርመናአሰይትግራይንቤትፅሐፈትናግለጋሎትዝዉዕሉናይ መኪና መለዋወጢ ብግልፂጨረታአወዳዲሩክገዝእይደሊ::ስለዚኣብዙይክዳደሩዝተደሊዩሕጋዉያንነዚዝስዕብረቆሒእተማልኡንዕድም::