ጨ/ቤ/ል/ከ/ን/ኢንዱስትሪ ወ/ጧንቋ ኣበርገለ ትልምን ፋይናንስን ኣብ በጀት 2009ዓም ናይ ኤለክትሮኒከስ/ መብራህቲ/ አቁሑ ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ንጠቅላላ ግልጋሎት ዝዉዕል ትቦታት ማይን መገጣጠምኡን ቆፀርትን : አቁሑ ኤለክትሪክ : ሳይከልን :ኮምፒተር ምስ ፕሪንተር :መሳርሒ ፅሕፈት ካልኦት ንብረት ብጭረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

መዕረፊ ነፈርቲ ኣፄ የዉሃንስ ኣክሱም ኣብቲ መዕረፈቲ ዝርከብ ባርን ሪስቱራንትን ንምክራይን ን 2009 ዓም ዝተፋለለዩ ኣቁሑት ቢሮ ኣቁሐት ፅሬት :መሳርሒታት ፅሕፈት : መሳርሒ ህንፃ : መለዋወጢ ኣቁሕት ቡንባ : መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና : ኣቁሑት ኤሌትሪክ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳር ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዐሉ ብግልፂ ጨረታ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ንብረት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ካብ ስሩዕ ካብ ክልል ቢሮ ቴ ሙ ት ስ ከይዲ ስራሕ ዉፅኢት መሰረት ዝገበረ ስልጠናን ንሓፂር ስልጠናን ካብ ዝተለአከ በጀትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : አይቲ : ኤሌክትሪክ : ህንፃን ብረታ ብረትን : ንካልኦት ኣቑሑትን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዓብይ ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ኮሎጅ ን2009 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሃለቕቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፅሬት ኣቁሑትን : ንዉድ ወርክ :ንጀነራል መካኒክስ : ንኮንስትራክሽን :ንኤሌክተሪክ ዶፓርትመንትን ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ዓመት ን2009 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፅሬትን :ኤለክትሪክ አቁሑት: ናይ መኪና ጎማን :ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ አቁሑት :ዘይትን ቅብኣትንብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዚኢት ክፍፅም ይደሊ

ኮሌጅ ትምህርትን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብዩ ዓዲ ኣብ 2009 ዓ∙ም ዘበነ ትምህርቲ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈለላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መሳርሒ ፅሬት: መሳርሒ ማይን ኤለክትሪክን :መለዋወጢ አቁሑ መኪና :ቴብል ቴንስን ካልኦትን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ አብናይ 200 በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና መደበኛን ሓፂር ስልጠናን ዉሽጢ እቶት በጀት ካፒታል ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ :ኣብ 10ተ ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ዓብይ ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ንብረታት ን 2009 ዓም ንኣጠቃላሊ ነቲ ዓመት ስራሕ መካየዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጥምን ቆፀርትን : ፅሕፈት መሳርሒ :ኤሌክትሪክ : ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ፈርኒቸር : ዝተፈላለዩ ኪሚካል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ