ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስምሃር ስራሕትን ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሪክ ፣ ዕጥቂ ስፖርት፣ መኪና ስፔር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : መኪና ስፔር ፣ ማይ ኣቅሑት ፣ ኤሌትሪክ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ እንስሳ ናዉትን መድሓኒትን ፣ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ቅድን ስፌትን፣ ኤሌክትሪክ፣ ፈርኒቸር፣ ኪራይ መኪና ፣ ስነ ፅባቐ ኣቅሑት፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ነቲ ኮምሽን ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕዳግ ይደሊ

ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዩን ማህበር ዝ/ዩ ዓይነታት ንኤሌከትሪካል መለዋወጢ ዝኸዉን ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል 1 ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ናይ ማይ ቱቦ ብረትን መገጣጠሚታት ናይ ማይ ቆፀርቲን 2 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን 3 ናይ ፅሬት ማይ ኣቅሑትን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩሮም ዘለዉ ንብረታት ናይ ኤሌክትሪካል መቕረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2011 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፣ናይ ሸቀጣ ሸቀጥ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ መስተታት ፣ ዝተፈላለዩ ጨርቅታት፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት፣ መኪና ጎማን ካላማደርያን ፊልትሮ ዘይትን ናፍጣን፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና፣ ሕትመት ስራሕቲ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም

104. 4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ ን2012 ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት 1 ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክትሪክ 2 ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክተሮኒክስ 3 መሳርሕታት ፅሕፈት 4 ዝተፈላለዩ ፈርኒቸር 5 መሳርሕታት ህንፃ 6 ከምኡ ወን ዝተፈላዩ ንሰራሕተኛታት ዝዉዕል ዓብይ ኒዶ ፀባን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትኮ/መ/ት ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ግዝኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም