ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ 52ን ወረዳታት ኣብ ኣስፋልትን ፀፀርን መንገዲ ዝርከባ ኣብያተ ትምህርቲ ሱፐርቪዥን መግበሪ ኣብ ፅቡቕ ደረጃ ዝርከባ ዮዮታ ዳብል ካፕ ከከም ኩነታቱ ዝናዋሕ ን6ተ ወርሒ ዝፀንሕ ዉዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዉዕል ክተኣስር ትደሊ

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ደረቕ ፅዕነት /ሲሚንቶ ምጉዓዓዝ/ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ከጋዓዕዝ ስለ ዝደልይ ብዘርፊ ዝተዋፈርኩም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ቅድን ስፌትን፣ ኤሌክትሪክ፣ ፈርኒቸር፣ ኪራይ መኪና ፣ ስነ ፅባቐ ኣቅሑት፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንቢሮ ግልጋሎት ሰርቪስ ዝዉዕላ መካይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዓብይ ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ከሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ካፒታል በጀት ንዘይስሩዕ ሰልጠንቲ ግልጋሎት ዘዉዕል ኮብልስቶን መጓዓዝያ ዘጋዕዝ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ን መናእሰይ ስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል 60000.00 ኮብልስቶን ካብ ሰሜን ክ/ከተማ መቕረብቲ ዘሎዉዎ ቦታ ንምፅዓን

ናይ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ሪጅዮ ፖሊስ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ዕድጊትን ፣ ፒካ ኣፕ መኪና ክራይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ክካረን ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሐት 1 ናይ ክራይ ሚኒባስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ፣ በዚ መሰረት ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቓሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ን ኣዲስ ኣበባ ፎርድ ዳብል ጋቢና ፒክኣብ ብኤፍ ኤስኣር ፅዒኑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኮብል ስቶን ካብ ከባቢ መቐለ ናብ ሑመራ ፖሊ ቴክኒክ ኮለጅ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ከጓዓዓዝ ይደሊ፡፡