ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሴፍትኔት ቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሲሚንቶ ምጉዕዓዝ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከጋዕዝ ይደሊ ይደሊ

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2012ዓ/ም ኣብ ኩለን ወረዳታት ከተማታትን እስካብ ቁሸታት ዳህሳስ መፅናዕቲ ማኑፋክቸሪንግ ንምክያድ ስለዝደለየ ነቶም ሰብ ሞያ ግልጋሎት ዝህባ ናይ ወፍሪ መካይን ኪራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ 52 ወረዳታት ኣብ ኣስፋልትን ፀፀርን መንገዲ ዝርከባ አብያተ ትምህርቲ ሱፐርቪዥን መግበሪ ኣብ ፅብቕ ደረጃ ዝርከባ ቶያቶ ዳብል ካፕ ከከም ኩነታቱ ዝናዋሕ ን3ተ ወርሒ ዝፀንሕ ዉዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲራ ዉዕል ክትኣስር ትደሊ

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንቢሮ ግልጋሎት ሰርቪስ ዝዉዕላ መካይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ክልል ትግራይ 3ተ ናይ ፊልድ መኪና ክራይ ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ካብ 12-15መዓልታት ናብ ዝተፈለለዩ ዞባታት ንዝግበር መፅናዕቲ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ብተወሳኪ ቃለ መሕተት ዝሕግዛ ዲግታፎን /ድምፂ መረፂ/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

የኢንድስትሪ ፓርኮች ልማት ኮርፕሬሽን መቐለ ኢንድስትሪ ፓርክ ቅርንጫፍ ፅ/ቤት ኣጎልጉሎት የሚዉሊ መኪኖች ኣወዳድሮ መከራየት ይፈልጋል

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ክልል ትግራይ 3ተ ናይ ፊልድ መኪና ክራይ ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ካብ 45-60 መዓልታት ናብ ዝተፈለለዩ ዞባታት ንዝግበር መፅናዕቲ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚ ዘበን ንመበል 14 ጊዜ ብደረጃ ሃገር ንዝበዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ኣብቲ በዓል ተሳተፍቲ መጓዓዝያ ዝኸዉን 60 ሰብ ትሕዝ 1 ኣዉቶብስ ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ናሐፂር ስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ኮብልስቶን ካብ እንደርታ ጣብያን ናብ ኮረም ቴ/ሞ/ኮሌጅ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከፅዕን ይደሊ

ሃገር ለከ ፕሮግራም ቀረብ ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ኣይሱዚ ተሽከርከርቲ መካይን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ