ቢሮ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ታርጋ 4-01391 ዝኮነት ሪሃብ ቴሽን ሪንግ ዝኮነት ካብ ማይ መክደን ሕልፍ ኢልካ ቂሐን ኣብ ዝበሃል ከባቢ ስለዝተባላሸወት ጎሲስካ ናብ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ኣብ 03 ዝርከብ ጋራጅ ፕሮፎርማ ኣወዳደሪና ክነምፅኣ ንደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ 3L-166 ስፔር/ ኣቅሓ መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ናይ መኪና ሞዴል LAN 25 ኮድ 4 ስፔር /ኣቅሓ/ መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2011 በጀት ዓመት ኣብ ቤት ፅሕፈቱ ንትርከብ ኒሳን D-22 መኪና ፓምፕ ግልጋሎት ንምርካብ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ፅገና መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፀግን ይደሊ፤

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ ኮሌጅና እትርከብ ሚስቲብሽ መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ክንዕድግ ንደሊ፤

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2011 ዓ/ም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑ መለዋወጢ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ሮቶ መዋህለሊ ማይ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ፈርኒቸር፣ዝተፈላለዩ ናይ ቤተ ፈተነ ኬምካላትን መሳርሕታት፣ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መኪና መፀገኒ ጋራዥን፣ ካልኦት ኣጫሪቱ ክዕድግን ኣገልግሎት ክረክብ ይደሊ።

ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ መካኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ፤

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ መካይን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ኣብያተ ፅሕፈት ቃፍታ ሑመራ ኣገልግሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ መካይን ኣብ 2011ዓም በጀት ዓመት ፅገና ሰርቪስ ከካይድ ይደሊ። ብምዃኑ ነዚ ክፍፅሙ ዝኽእሉ ደረጃ 2ተ ልዕሊኡን ዝኾኑ ጋራጃት ናይ ኢድ ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።