ንኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑ ሕትመት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪ፣ ኣቅሑ ቢሮ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብን ክዕድግን ስለዝደሊ ብዘርፉ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም ::

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ን/ሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ካብ IGBPP ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፡፡

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ንኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ፣ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባንዴራን ናይ ሕትመት ናይ ኤክስተርናል ሃርድ ዲስክ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡

ከ/ከተማ ሓድነት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ቤት ማዘጋጃ ናይ ቢሮ ጠረቤዛ፣ ደረቅ ወንበር፣ ሸልፍ፣ ተሽከርካሪ ወንበር ብተወሳኪ ሕትመት ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደሊ፡

ቢሮ ጉ/መ/ስ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ፡፡

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ሕትመት ወረቐት ምስክር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክርከብ ይደሊ፤

ቢሮ ጉ/መ/ስ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ማዘጋጃ ከተማ የጭላ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ንብረት ናይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፤