ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ሎሚ ዘበን 2011 ዓም ንዝካየድ ብዓል ኣሸንዳ ዝተፈላለዩ ስራሐቲ ባነራት ከሕትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ ቲተት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለዮ ቁፅርኩም ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩም ብምትሕሓዝ ሽም ኣድራሽን ናይ ትካልኩም ማሕተምን ብምግባ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 16/ 11/ 2011 ዓም ክሳ 18/ 11/ 2011 ዓም ሰዓት 9:00 ምቅራብ ትክእሉ እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 18/11/2011 ዓም ሰዓት 9:30 ይክፈት ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344415291 /0344415152 ይደዉሉ

ቢሮ ጉ/መ/ሰ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ናይ ሕትመት ስራሕን ባነርን ከስርሕ ከምኡ እዉን ናይ ክልልን ፌደራልን ባንዴራ ብብርኪ ክልል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ካብ ጃኬብ ስሩዕ በጃት ቅጥዕታት መኣከቢ ሓበሬታ ትምህርቲ ሞጂላትን መፅሄትን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ::

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ኣገልግሎት ዝውዕሉ አቁሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝምልክተኩም ኣካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ትልምን ፋይናንስ ንደ/ከ/ሰ/ርክብ ናይ በዓል ዲኣስፖራ ተጋሩ ልምዓት ኤግዝብሽን ዝተፈላለዩ ባነራት ሕትመት ብፕሮፎረማ ከህትም ይደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንመበል 30 ዓመት ፅንብል ንምክባር ነዚ መፋለጢ ዝከዉን ቢል ቦርድ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክተስርሕ ትደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡