ናይ 2012ዓ/ም ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ዝዉዕል ንዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዮታት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፡ ኣቁሑት ፅሬት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክልን ፣ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ፍትሒ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳደዲሩ ክረክብ ይደሊ

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ንዝተፈላላያ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ናይ ወንበር ጠረዼዛን ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ፣ ላቫጆ መኪናን ፎቶ ኮፒ ብብርኪ ክልል ብፕሮፎርማ motአወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ማሕበር ባህሊ ትግራይ መፅሓፍ ታሪክ ኢትዮዽያ ከሐትም ይደሊ ብመሰረት እዙይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘንታት እተማልኡ አሐተምቲ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ እዚ ንዕድም

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ማሕበር ባህሊ ትግራይ መፅሓፍ ታሪክ ኢትዮዽያ ከሐትም ይደሊ ብመሰረት እዙይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘንታት እተማልኡ አሐተምቲ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ እዚ ንዕድም

ቤት ፍርዲ ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ዕዮና ዝዉዕል ካብዘኢ ንታሕቲ ዝተዘርፍዘሩ ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዱሩ ክገዝእ ይደሊ1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣2 ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቱ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቁሑት፣ሎት ዝተፈላለዩ ኮምፒዩተርን ተዛመድትን ኣቑሑትን ናይ ፈርኒቸር ኣቁሑን ተገጣጠምቲ ክዕድግ ይደሊ።

ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ዝሕተሙ ማንዋላት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ፅሕፈት መሳርሒ 2 ጎማ መኪናን መለዋወጢ ኣቁሑትን 4 ፎቶ ኮፒ ምርባሕን ምጠራዝን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሐ ይደሊ

ንሆስፒታል መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት :ሕተመት : ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ግልጋሎት ብጨረታ ክገዝእ /ከስርሕ ይዲ