ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ዝ/ዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት እቶት እና ቤት መዘጋጃ ክ/ከ/ቀ/ወያነ ግልጋሎት ዝውዕሉ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ዝ/ዩ ብራንዲድ ታቤላ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ዓ/ሓቂን ሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ፎቶ መፅሄት ብፕሮፎርማ ኣወዳደርና ክዕድግ ንደሊ፡

ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ ኣጠ/ምም/ገጠር መሬት ክ/ትግራይ ንመዓልቲ ሰነ-ከባቢ ዝውዕል ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳደርና ክዕድግ ንደሊ፡

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ባጅ ምስ መታወቂያ ብፕሮፎርማ ኣወዳደርና ከስርሕ ንደሊ፡

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ንብረታት ናይ ኤሌክትሮኒክስን ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ:-

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ትምህርታት ግልጋሎት ዝውዕል መፃሕፍቲ ብጨረታ ኣወዳዲራ ክተሐትም ትደሊ፤

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ማለት ኣቅሑት ቢሮ፣ ስራሕቲ ሕትመትን ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ፀጥታን ምም/ር/ ክልል/መ/ትግራይ ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮና መፅሔት ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክገዝእ/ከስርሕ ይደሊ።