ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሕትመት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማኣወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንደ/ከ/ስዝ/ ርክብ ህዝቢ ግልጋሎት ዝዉዕል መፅሓፍ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መለዋወጢ ኣቀሑት ሞተር ሳይክልን ሕትመትን ፣ ጎማ መኪና ምስ ካላማደርያ ዝኣመሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።

ቤት ፍርዲ ወረዳ ፀለምቲ ነቲ ቤት ዕዮ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ 1 መሳርሒ ፅሕፈት 2 ኤሌክትሮኒክስ 3 አቁሑት ቢሮ 4 ስራሕቲ ሕትመት ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ዝሕተሙ ማንዋላት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኮምፒተር ተንከፍ መሳርሒ፣ ሞተርሳይክል ስፔር ፓርት፣ ናይ መኪና ጎማን ፓትርን፣ ፈርኒቸር ፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ሞተርሳይከል ፅገና፣ኮምፒተር ተንከፍ ፅገና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ግልጋሎት ክረክብን ይደሊ፤

ቤት ፍርዲ ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ንናይ ቤት ዕዩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ንዝተፈላዩ ንቤት ፅሕፈትና ዘገልግሊ ሎት1 ካፍተርያ ሎት2 ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክታሳተፉ ትክእሉ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ምን ብናይ መደበኛ በጀት ኣብያተ ፅሕፈታት ኣገልግሎት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ፅሬት፣ ኣቁሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መካይን ፣ መለዋወጢ ኣቁሑ ሞተር ሳይክልን፣ ሕትመትን ፣ቅጥዒ ሰነዳት ፣ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።