ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ማዛጋጃከ/ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕልናይ ሕትመት ግልጋሎት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ከነሐትም ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ ባነርን ሰርቲፊኬትን ሕትመት ምሕታም ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ፡ስፖርት ኣቁሑ ፣ ሕትመት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂጨረታ ኣወዳደዲሩ ክረክብ ይደሊ

ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ፎቶ ኮፒ ምጥራዝ ተዛመድቲ ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳደሩ ን 2012 በጀት ዓመትዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ፈለግ ዳዕሮ ጥዕና ጣብያ ሰሜን ክ/ከተማ ንላጪ ጥዕና ጣብያ ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ን ፍርቂ ዓመት ንዝተፈላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑ ፅሬት፣ ኤሌክተሮኒክስ፣ ናዉቲ ቢሮ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ መፃሓፍቲ ፣ ዕጥቂ ስፖርት፣ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክልን መካይንን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑት ፅሬት፣ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ን ሴክተራት ግልጋሎት ሓላቂ መሳርሕታት ፅሕፈት፣ ኣቁሑት ፅሬት፣ ኣቁሑት ዕጥቂ ስፖርት፣ ኣቁሑት መለዋወጢ መኪናን፣ ኣቁሑት ሕትመትን፣ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፍርዲ ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ንግልጋሎት ዕዮ ኣገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ሕትመት፣ መፃሕፍቲ፣ኣቁሑት ፅሬት፣ አሌክትሮኒክስ ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ን ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዝውዕሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።