ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፍትሒ ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ኣርባዕቲኤን ኣንፈታት መቐለ ማለት መዉፅኢ ሳምረ ፣ ከባቢ ኣሪድ ፣ ከተማ ሮማናት መዉፅኢ ዓዲግራት ንዝተተኸላ ቦርድታት ዝኾዉን ባነራት ከሐትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶታት ክትወዳደሩ ንዕድም

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት / መፅሄት ልሳን ፍትሒ 2000/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ሓበሬታ ወሃብቲ ባርነትን ማይክን ፅሕፋትን ግልጋሎት ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ምስ ሰዓራይ ትካል ዉዕሊ ኣሲሩ ከሐትም ይደሊ ነዚይ ግልጋሎት እትህቡ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካት ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ንገረብ ግባ ፕሮጀክት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ፣ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ፣ ናይ ፕሪንተር ቀለም ፣ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ፣ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ ሕትመት ቅጥዕታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት / መለለይ ካርዲ ጠበቃታት/ ፣ ፅሕፈት መሳርሒ /ተሓዛሊ ሻንጣ /፣ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ታፔላ ባዕሉ ፂሒፉ ዘቕርብ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 18/09/2012ዓም ክሳብ 21/09/2012ዓ/ም ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ኮምሽን ፖስታ ናብ ኮምሽን ስነምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም

ቢሮ ፀጥታ ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ብናይ 2012ዓ/ም ነጀት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝወዕል ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክእድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ከምዝስዐብ ይኸዉን 1 ህንፃ መሳርሒ 2 ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም