ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንውጉኣት ተጋደልቲ ግልጋሎት ዝውዕል ዝርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ናይ ዕሬት ኣቑሑት ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓሩሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2016ዓ/ም ንቢሮ ገልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሬዲዮን ቴሌቭዥንን መሳርሕታት ሽቁሑት ብገልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ ።

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ በቲ ኣብ ታሕቲ ዝግለፅ ኣቅሓ ማለተ እዉን ዳብል ድራም ሃንድ ሎረር ማሽን በዝሒ ሽድሽተ : ዊልድንግ ትራስፎርመር በዝሒ ኣርባዕተ ዝርዝር ቴክኒካል መግለፂመሰረት ገይሩ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንበዓል መዚ ሐለዋን ከባቢን ለዉጢ ነባሪ አየርን ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዳታቤዝ ማናጅመንት ሰፉትዊር በቲ ዘቅርቦ ዘሎ ዝርዝር መምርሒ ኣብ ሰለስተ ወርሒ ዉሽጢ አታአታቲዉ ዝዉዳእ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ኤጀንስ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንኣገልግልት እቲ ቢሮ ዝዉዕሉ ካብዚ ቀፂሎም ተዘርዚሮም ዘለዎ ክዕድግ ስለዝድለየ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት ይዕድም

ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ አቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ማገጃ ክ/ከ/ሓወልቲ 1/ሓንቲ/ ሞቶር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ሰለዚ በዚ ዘርፊ ዝተመዘገብኩም መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ኣብ ምጥያሽ እትርከብ ማሕበር ኣክስዮን ዓለምለኻዊ ኣብያተ ትምህርቲ ፕላቲንየም፣ቢዝነስ ፕላንን ስትራቴጂክ ፕላንን ክተስርሕ ትደሊ። ስለዚ፣ ተመሳሳሊ ሰነዳት ኣብምድላው እኹል ተመክሮ ዘለኩም ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወጸሉ ዕለት 18/08/2016 ክሳብ 27/08/2016 ኣብ ዘለዎ 10 መዓልትታት እትሰርሕሉ ዋጋ ናብ ቤት ጽሕፈት ልፍንቲ ቢዝነስ ኢኖቬሽን ክተቕርቡ ንዕድም።