ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ዳይሬክቶሬት ምምችቻዉ ሓደ ማእከላት መኪና ስታርተር ሞተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኾኒ ናይ ሞተር ሳይክል መቀያየሪ አቅሑትን ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዘዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ክንዕድግ ስለ ዝደለና ሕጋዉያን መቅረብቲ ክትወዳሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑትን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ቢሮን ፣ ሞተር ሳይክልን ብአተዊ ቤት ማዘጋጃ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ አጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅ/መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሞተር ሳይክላት፣ ሕትመት ስራሕቲ፣ ፈርኒቸር ኣቅሑት፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ናይ ጋራዥ ናይ ሓደ ዓመት ዉዕሊ ብ 6 ወርሒ ዝሕድሽ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ናይ ከተማ ዉቕሮ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ን 2012ዓ/ም ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሕትመት ፣ መሳርሒ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒከስ ፣ ስፔር ፓርት መኪና፣ ስፔር ሞተር ሳይክል፣ ብስክሌትን ሳይክል ስፔርን ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ናይ ቤት ምክሪ ግልጋሎት ዝዉዕላ ሞተር ሳይክል ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ፣ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ን ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዝውዕሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝ/ዩ ኣበያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ኣቅሑ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናውቲ ኣይሲቲ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ኣቁሑት ፅሬት ፣ ፈርኒቸራት፣ ናይ ሞተርን መኪናን ጎማ፣ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሕትመት መሳርሒ ፣ ሃለቕቲ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ፣ ሞተር ሳይክልን ደንቢ ክዳንን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ውዕሊ ኣሲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ዝምልከተኩም መቅረብቲ በቲ አብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።